ምኽሪ ከምኡ`ውን ሓበሬታ ንወለዲ መንእሰያት ኣብ መንጎ ትምህርትን ሞያዊስልጠናን ንዘለዉ።
ዝኸበርኩም ወለዲ
ውላድኩም ሞያዊስልጠና ንክረክብ ጸገማት ኣለዎ ድዩ፧ ወይ ሞያዊስልጠና ጀሚሩ ኣቛሪጽዎ ድዩ፧
ውላድኩም ብኸመይ መንገዲ ኣብ ምምራጽ ትምህርት ወይ ሞያዊስልጠና ክትሕግዝዎ ትኽእሉ፧
ንመንእሰያት ናይ ትምህርቲ መቀጸልታ ንዘይ ረኸቡ እንታይ ዓይነት ቀረብ ኣለዎም፧
እቲ ናይ ትምህርትን ሞያዊስልጠናን ሲስተም ስዊዘርላንድ ብኸመይ ይሰርሕ፧
ንካልኦት ተወሰኽቲ ድልየታትኩም ኣበይ ብምኻድ ሓገዝ ክትረኽቡሎም ትኽእሉ፧
ብነጻ ደማ እዮም።